ናይ'ዚ ሰሙን ብሉጻት መጻሕፍቲ
ብብዝሒ ዝዕደጉ ዘለዉ መጻሕፍቲ
ዓይነት መጻሕፍቲ
ቅልጡፍን ስሉጥን ምብጽጻሕ
ዝኣዘዝኩሞ መጻሕፍቲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣድላይ ምጽፋፋቱ ወዲኡ ካብ ኢድና ናብ Shipment ትካላት ከም ነብጽሖ ክነበስረኩም ንፈቱ። ኣብ ውሽጢ ኤውሮፓን ኣሜሪካን ካናዳን ዝዘርጋሕናዮ ናይ ምብጽጻሕ መርበባትና ተጠቒምና ዝኣዘዝኩሞ መጻሕፍቲ ብቅልጡፍ ናብ ዋናታቱ ነብጽሕ።
24/7 ን ተገልገልቲ ነእንግድ
ኣባላት lulyabooks ኣብ ዝኾነ ሰዓት ክትረኽብዎምን ዝደለኹሞ ሕቶታት ሓቲትኩም ኣብ ሓጺር ግዜ መልሲ ክህቡኹም እዮም። ኣብ እዋን ምዕዳግ ዝኾነ ዓይነት ሓገዝ ምስ ትደልዩ ኣብዛ ዌብሳይት ኣብ ዘሎ ፎርም ብምጥቃም ተወከሱና። ብቅልጡፍ ክንምልሰልኩም ኢና።
ቀረጽ ወይን ግብሪ ኣልቦ ዓድጉ!
ተወሳኺ ዝበሃል ክፍሊት የለን። ኣብ እዋን ምዕዳግ ትርእይዎ ዘለኹም ዋጋ ጥራሕ ኢኹም ክትኸፍሉ። እቲ ዝተረፈ ብወገና ክሽፈን እዩ። VAT, ዝበሃል ንዓዳጋይ ኣይምልከትን እዩ። ብዘይ ተወሳኺ ወጻኢታት ዝደለኹሞ መጻሕፍቲ ኣብ ኣድራሻኹም ብቅልጡፍ ክነብጽሓልኩም ኢና።
Readers live a thousand lives.
The mind is enriched by what it receives through reading.
Reading is to the mind what exercise is to the body.

ባና ፍቅሪ - Bana Fikri
ወዲ ረዛን ካልኣይ መጽሓፍ
ተቓላሳይ ብርሃን - Tekalasay Brhan
ሳሊና 77 - Salina 77
ጽሬት ኣእምሮ
ኣብ ሊብያ'የ ጠኒሰ ab-libya-eye-tenise
ምስለይ - እኩብ ግጥምታት msley-poems-book
ኤርትራ ብዘመነ ባሕሪ ነጋሲ - Eritrea Bzemenene Bahri Negasi
ምንባር ብዓወት - Mnbar Awet
ታሪኽ ኣብርሃም ደቦጭን መጎስ ኣስገዶምን - Tarik Abrham Deboch and Megos Asgedom
ኣይወድኻን'ዩ ዛንታ ሄለን aywedkan-eyu-zanta-helen
ካብ ከብካብ ናብ ኮብካብ
ንኽልቴና'ባ ተመርዖ nkltena-eba-temero
ህያብ ንቐልዑ
ገደብ ኣልቦ ኣእምሮ - Gedeb A'emro
ሃሪ-ፖተር - hari-poter
ስነ ልቦና ገንዘብ - Snelbona Genzeb
ጻውዒት ትብዓት - Tsawiet Tbieat
ወጋሕታ፡ ቀትርን ምሸትን