ናይ'ዚ ሰሙን ብሉጻት መጻሕፍቲ
ብብዝሒ ዝዕደጉ ዘለዉ መጻሕፍቲ
ዓይነት መጻሕፍቲ
ቅልጡፍን ስሉጥን ምብጽጻሕ
ዝኣዘዝኩሞ መጻሕፍቲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣድላይ ምጽፋፋቱ ወዲኡ ካብ ኢድና ናብ Shipment ትካላት ከም ነብጽሖ ክነበስረኩም ንፈቱ። ኣብ ውሽጢ ኤውሮፓን ኣሜሪካን ካናዳን ዝዘርጋሕናዮ ናይ ምብጽጻሕ መርበባትና ተጠቒምና ዝኣዘዝኩሞ መጻሕፍቲ ብቅልጡፍ ናብ ዋናታቱ ነብጽሕ።
24/7 ን ተገልገልቲ ነእንግድ
ኣባላት lulyabooks ኣብ ዝኾነ ሰዓት ክትረኽብዎምን ዝደለኹሞ ሕቶታት ሓቲትኩም ኣብ ሓጺር ግዜ መልሲ ክህቡኹም እዮም። ኣብ እዋን ምዕዳግ ዝኾነ ዓይነት ሓገዝ ምስ ትደልዩ ኣብዛ ዌብሳይት ኣብ ዘሎ ፎርም ብምጥቃም ተወከሱና። ብቅልጡፍ ክንምልሰልኩም ኢና።
ቀረጽ ወይን ግብሪ ኣልቦ ዓድጉ!
ተወሳኺ ዝበሃል ክፍሊት የለን። ኣብ እዋን ምዕዳግ ትርእይዎ ዘለኹም ዋጋ ጥራሕ ኢኹም ክትኸፍሉ። እቲ ዝተረፈ ብወገና ክሽፈን እዩ። VAT, ዝበሃል ንዓዳጋይ ኣይምልከትን እዩ። ብዘይ ተወሳኺ ወጻኢታት ዝደለኹሞ መጻሕፍቲ ኣብ ኣድራሻኹም ብቅልጡፍ ክነብጽሓልኩም ኢና።
Readers live a thousand lives.
The mind is enriched by what it receives through reading.
Reading is to the mind what exercise is to the body.

ብድሕሪ ማዕጾ - bdhri maeso
ሸያጢ ዕድል - sheyati edel
ደቂ ጸሓይ ኣብ ምድረ በዳ - deki xeHay ab mdrebeda
ኣበር ከዋኽብቲ - aber-kewakbti
ያታውን ዘመናውን ምስላታት ትግርኛ - yatawn zemenawi'n mslatat tigrinya
ሕብርታት ጉዕዞ - hbrtat guezo
ኣብ ኣኽራን ዝተረኽበ ብራና - aber-kewakbti
ዶ/ር ዮውሃንስ ኮልሞዲን - Dr Yohannes Kolmodin
ያታውን ዘመናውን ምስላታት ትግርኛ - yataw'n zemenawi'n mslatat tigrinya
መኖም'ዩ ተበዲሉ 2ይ ክፋል part-two-menomyu-tebedilu
መሳልል ስነ ጽሑፍ - mesall sne xhuf
ንኽልቴና'ባ ተመርዖ nkltena-eba-temero
ኣይወድኻን'ዩ ዛንታ ሄለን aywedkan-eyu-zanta-helen
ርቀትካ ዕጣን - rketka etan
ፍርዲ ንፋስ፡ ገበልን ሓረስታይን ትግርኛ ሽወደን - frdi nfas
ሕብእቲ መልኣኽ - Hbeti Meleak
ትርጉም ምንባር - trgum-mnbar
ሃሪ-ፖተር - hari-poter
ምጉዳል ዋጋ 3 መጽሓፍቲ
ምጉዳል ዋጋ 3 መጽሓፍቲ → ህያው ምስክር - Hyaw mskir
ምጉዳል ዋጋ 3 መጽሓፍቲ → ተመርዓወኒ'ባ temeraweniba
ታሪኽ ኤርትራ ካብ ጥንቲ ክሳብ ናጽነት - Tarik Eritrea Kab Tenti ksab Nasnet
ትልሚ ውሽጣዊ ጸጋ
እንግሊዝ ባዕልኻ ተምሃር - englizena balka temehar