ናይ'ዚ ሰሙን ብሉጻት መጻሕፍቲ
ብብዝሒ ዝዕደጉ ዘለዉ መጻሕፍቲ
ዓይነት መጻሕፍቲ
ቅልጡፍን ስሉጥን ምብጽጻሕ
ዝኣዘዝኩሞ መጻሕፍቲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣድላይ ምጽፋፋቱ ወዲኡ ካብ ኢድና ናብ Shipment ትካላት ከም ነብጽሖ ክነበስረኩም ንፈቱ። ኣብ ውሽጢ ኤውሮፓን ኣሜሪካን ካናዳን ዝዘርጋሕናዮ ናይ ምብጽጻሕ መርበባትና ተጠቒምና ዝኣዘዝኩሞ መጻሕፍቲ ብቅልጡፍ ናብ ዋናታቱ ነብጽሕ።
24/7 ን ተገልገልቲ ነእንግድ
ኣባላት lulyabooks ኣብ ዝኾነ ሰዓት ክትረኽብዎምን ዝደለኹሞ ሕቶታት ሓቲትኩም ኣብ ሓጺር ግዜ መልሲ ክህቡኹም እዮም። ኣብ እዋን ምዕዳግ ዝኾነ ዓይነት ሓገዝ ምስ ትደልዩ ኣብዛ ዌብሳይት ኣብ ዘሎ ፎርም ብምጥቃም ተወከሱና። ብቅልጡፍ ክንምልሰልኩም ኢና።
ቀረጽ ወይን ግብሪ ኣልቦ ዓድጉ!
ተወሳኺ ዝበሃል ክፍሊት የለን። ኣብ እዋን ምዕዳግ ትርእይዎ ዘለኹም ዋጋ ጥራሕ ኢኹም ክትኸፍሉ። እቲ ዝተረፈ ብወገና ክሽፈን እዩ። VAT, ዝበሃል ንዓዳጋይ ኣይምልከትን እዩ። ብዘይ ተወሳኺ ወጻኢታት ዝደለኹሞ መጻሕፍቲ ኣብ ኣድራሻኹም ብቅልጡፍ ክነብጽሓልኩም ኢና።
Readers live a thousand lives.
The mind is enriched by what it receives through reading.
Reading is to the mind what exercise is to the body.

ነልሰን ማንደላ ነዊሕ ጉዕዞ ናብ ሓርነት - Nelsen Mandela Newih Guzo Nab Harnet
ኤርትራ ብዘመነ ባሕሪ ነጋሲ - Eritrea Bzemenene Bahri Negasi
ሸያጢ ዕድል - sheyati edel
እንግሊዝ ባዕልኻ ተምሃር - englizena balka temehar