| Weight | 1 g |
|---|
ብዛዕባ መሸጣን ሓደስቲ ፍርያትን ንኽትሕበሩ ብኢሜል ኣብዚ ተመዝገቡ።
ኣዒንተይ ዘምጽኣለይ መዘዝ yeintey-zemsaley-mezez
ኣቶማዊ ልምድታት atomawi-lmdtat
ገለ በለኒ ዓርከይ - gele-beleni-arkey
ኣብ ሊብያ'የ ጠኒሰ ab-libya-eye-tenise
መባእታ ስዋሱን ስነ ጽሑፍን ትግርኛ - mebata sewasun sne shufn tigrinya
ፋርማጆይ መን ወሲድዋ - farmajoy Men Wesidwa
ኣዒንተይ ዘምጽኣለይ መዘዝ yeintey-zemsaley-mezez
ኣቶማዊ ልምድታት atomawi-lmdtat
ገለ በለኒ ዓርከይ - gele-beleni-arkey
ኣብ ሊብያ'የ ጠኒሰ ab-libya-eye-tenise
መባእታ ስዋሱን ስነ ጽሑፍን ትግርኛ - mebata sewasun sne shufn tigrinya
ፋርማጆይ መን ወሲድዋ - farmajoy Men Wesidwa
| Weight | 1 g |
|---|
Woddighebarit –
ክብሪ ነ’ቶም ብትሕትናኦም ዝልለዩ መምህር ይስሓቕ ጸጋይ። ነዛ መጽሓፎም ስለ ዘይረኸብኩዋን ዘየ’ንበብኩዋን ርእይቶይ ክህብ ኣይክእልን’የ።
ኮይኑ ግን ነታ ርእሳ ክእርማ ምደሌኹ። ኣብ ክንዲ “ኣብ ረመጽ መንበር” — “ኣብ መንበር ረመጽ” ክትበሃል ነይሩዋ። እቲ ምንታይ እታ መምህር ዝነበሩዎ መንበረ-ስልጣን ኣብ ትሕቴኣ ረመጽ ነይርይዎ’ዩ! ረመጽ ደርጊን ረመጽ ሻዕብያን!