ዓራትካ ምንጻፍ፡ ዊልያም ኤች ማክራቨን ካብ ስልጠና ሓይሊ ባሕሪ ሲል ዝረኸቦ ናይ ህይወት ትምህርቲ ዘካፍለሉን ድርኺት ዝፈጥርን መጽሓፍ እዩ።
ንኣሽቱ ሸቶታት ምውጻእ፡ ሓደጋታት ምውሳድን ኣብ ብድሆታት ምጽናዕን ኣገዳሲ ምዃኑ የጕልሕ፣ እዚ ዅሉ ኸኣ ንግሆ ንግሆ ዓራትካ እንዳንጸፍካ ብስነምግባር ተሃኒጽካ ዝግበር ምዃኑ ብኣብነታት ኣሰንዩ ይመክር።
| Weight | 1 g |
|---|
ብዛዕባ መሸጣን ሓደስቲ ፍርያትን ንኽትሕበሩ ብኢሜል ኣብዚ ተመዝገቡ።
መሳልል ስነ ጽሑፍ - mesall sne xhuf
ኣብ ኣኽራን ዝተረኽበ ብራና - aber-kewakbti
ተመርዓወኒ'ባ temeraweniba
መሳልል ስነ ጽሑፍ - mesall sne xhuf
ኣብ ኣኽራን ዝተረኽበ ብራና - aber-kewakbti
ተመርዓወኒ'ባ temeraweniba
ዓራትካ ምንጻፍ፡ ዊልያም ኤች ማክራቨን ካብ ስልጠና ሓይሊ ባሕሪ ሲል ዝረኸቦ ናይ ህይወት ትምህርቲ ዘካፍለሉን ድርኺት ዝፈጥርን መጽሓፍ እዩ።
ንኣሽቱ ሸቶታት ምውጻእ፡ ሓደጋታት ምውሳድን ኣብ ብድሆታት ምጽናዕን ኣገዳሲ ምዃኑ የጕልሕ፣ እዚ ዅሉ ኸኣ ንግሆ ንግሆ ዓራትካ እንዳንጸፍካ ብስነምግባር ተሃኒጽካ ዝግበር ምዃኑ ብኣብነታት ኣሰንዩ ይመክር።
| Weight | 1 g |
|---|
Reviews
There are no reviews yet.