| Weight | 1 g |
|---|
ህያው ምስክር – Hyaw mskir
€20.00
መጽሓፍ “ህያው ምስክር” ብደራሲ እዮብ ፍስሃጽዮን ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ደራሲ እዮብ ንኣስታት 25 ዓመታት ተሰካሚ HIV ብምዃን ንህይወት ብተስፋ ዝተጓዕዘ ሰብ እዩ፡ ኣብዚ 25 ዓመታት ህይወት ምስ HIV ከመይ ከምዝሓለፎን ዘጋጠሞ ከቢድ ብድሆን ካልእ ኣገራሚ ዛንታን ኣካቲቱ፡ ኣብዛ መጽሓፍ ጽሒፍዎ ኣሎ፡ እዛ መጽሓፍ ዛንትኡ ዝሓዘት ኮይና፡ ተስፋና ንምኹላዕ እትሕግዝ መጽሓፍ እያ።
Categories: ታሪኽ ሓዘል, ኣነቃቓሕቲ, ዝተፈላለዩ
Tag: Eritrean Book

ንቅድሚት ምውዳቅ - nkdmit mwdak
ኣያ ሽውዓተ ቀርኒ ትግርኛ - ሽወደን - Aya Sewate Kernu Swedish Tigrinya
መኖም'ዩ ተበዲሉ 2ይ ክፋል part-two-menomyu-tebedilu
ሓይሊ ራኢ - hayli-raei
ግፍዒ - G'fie
እንግሊዝ ባዕልኻ ተምሃር - englizena balka temehar
ተፈታውን ተሰማዕን - tefetawin-tesemaen
ኢንሳይክለፐድያ ኤርትራና ቁጽሪ -1 - Encyclopedia Eritrea Part 1
ኣይወድኻን'ዩ ዛንታ ሄለን aywedkan-eyu-zanta-helen
ሰለይቲ ጊደዉን - seleyti-gdiwon
ኣልፋ ኤርትራ - Alfa Eritrea
ስነ- ጽሑፍ ኣመዓባብላኡን ተራኡን ኣብ ሰውራ - snetshuf ameabablun terAun ab Sewra
እቲ ነብዪ eti-nebiy 


Reviews
There are no reviews yet.