| Weight | 1 g |
|---|
ህያው ምስክር – Hyaw mskir
€20.00
መጽሓፍ “ህያው ምስክር” ብደራሲ እዮብ ፍስሃጽዮን ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ደራሲ እዮብ ንኣስታት 25 ዓመታት ተሰካሚ HIV ብምዃን ንህይወት ብተስፋ ዝተጓዕዘ ሰብ እዩ፡ ኣብዚ 25 ዓመታት ህይወት ምስ HIV ከመይ ከምዝሓለፎን ዘጋጠሞ ከቢድ ብድሆን ካልእ ኣገራሚ ዛንታን ኣካቲቱ፡ ኣብዛ መጽሓፍ ጽሒፍዎ ኣሎ፡ እዛ መጽሓፍ ዛንትኡ ዝሓዘት ኮይና፡ ተስፋና ንምኹላዕ እትሕግዝ መጽሓፍ እያ።
Categories: ታሪኽ ሓዘል, ኣነቃቓሕቲ, ዝተፈላለዩ
Tag: Eritrean Book

ርስቲ ጉጅለ 15 - Rsti Gujle 15
ዛንታ ውልቀ-ዝኽሪ (ካብ ግዜ ቁልዕነት ክሳብ ሓርነት ናቅፋ) - zanta wlke zkri
ማህደረ ኑርኣል ነቢ ብትግርኛ - Mahder Nurel Nebi B'Tigrina
ሜላታት ጸላዊ ሰብ - Mela Tselawi Seb
ኣልፋ ኤርትራ - Alfa Eritrea 


Reviews
There are no reviews yet.