| Weight | 1 g |
|---|
ህያው ምስክር – Hyaw mskir
€20.00
መጽሓፍ “ህያው ምስክር” ብደራሲ እዮብ ፍስሃጽዮን ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ደራሲ እዮብ ንኣስታት 25 ዓመታት ተሰካሚ HIV ብምዃን ንህይወት ብተስፋ ዝተጓዕዘ ሰብ እዩ፡ ኣብዚ 25 ዓመታት ህይወት ምስ HIV ከመይ ከምዝሓለፎን ዘጋጠሞ ከቢድ ብድሆን ካልእ ኣገራሚ ዛንታን ኣካቲቱ፡ ኣብዛ መጽሓፍ ጽሒፍዎ ኣሎ፡ እዛ መጽሓፍ ዛንትኡ ዝሓዘት ኮይና፡ ተስፋና ንምኹላዕ እትሕግዝ መጽሓፍ እያ።
Categories: ታሪኽ ሓዘል, ኣነቃቓሕቲ, ዝተፈላለዩ
Tag: Eritrean Book

Civilkurage - ብቋንቋ ሽወደን
ኢጣልያዊ መግዛእቲ ኣብ ኤርትራ - Italyawi Megzati Ab Eritrea
ሰናይ ወዲ ዋርሳይ ካብ ቋሓይን ክሳብ ብሉ ላይን - Senay wedi warsay Ab ...
ፍርዲ ጎቦ ዓረይ
ወራሲ
ኣልፋ ኤርትራ - Alfa Eritrea 


Reviews
There are no reviews yet.