| Weight | 1 g |
|---|
ህያው ምስክር – Hyaw mskir
€20.00
መጽሓፍ “ህያው ምስክር” ብደራሲ እዮብ ፍስሃጽዮን ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ደራሲ እዮብ ንኣስታት 25 ዓመታት ተሰካሚ HIV ብምዃን ንህይወት ብተስፋ ዝተጓዕዘ ሰብ እዩ፡ ኣብዚ 25 ዓመታት ህይወት ምስ HIV ከመይ ከምዝሓለፎን ዘጋጠሞ ከቢድ ብድሆን ካልእ ኣገራሚ ዛንታን ኣካቲቱ፡ ኣብዛ መጽሓፍ ጽሒፍዎ ኣሎ፡ እዛ መጽሓፍ ዛንትኡ ዝሓዘት ኮይና፡ ተስፋና ንምኹላዕ እትሕግዝ መጽሓፍ እያ።
Categories: ታሪኽ ሓዘል, ኣነቃቓሕቲ, ዝተፈላለዩ
Tag: Eritrean Book

መኣዲ ልቢ ወለድ - meadi lbi weled
ያታውን ዘመናውን ምስላታት ትግርኛ - yataw'n zemenawi'n mslatat tigrinya
ያታውን ዘመናውን ምስላታት ትግርኛ - yatawn zemenawi'n mslatat tigrinya
ግፍዒ - G'fie
ኢንሳይክለፐድያ ኤርትራና ቁጽሪ -1 - Encyclopedia Eritrea Part 1 


Reviews
There are no reviews yet.