| Weight | 1 g |
|---|
ህያው ምስክር – Hyaw mskir
€20.00
መጽሓፍ “ህያው ምስክር” ብደራሲ እዮብ ፍስሃጽዮን ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ደራሲ እዮብ ንኣስታት 25 ዓመታት ተሰካሚ HIV ብምዃን ንህይወት ብተስፋ ዝተጓዕዘ ሰብ እዩ፡ ኣብዚ 25 ዓመታት ህይወት ምስ HIV ከመይ ከምዝሓለፎን ዘጋጠሞ ከቢድ ብድሆን ካልእ ኣገራሚ ዛንታን ኣካቲቱ፡ ኣብዛ መጽሓፍ ጽሒፍዎ ኣሎ፡ እዛ መጽሓፍ ዛንትኡ ዝሓዘት ኮይና፡ ተስፋና ንምኹላዕ እትሕግዝ መጽሓፍ እያ።
Categories: ታሪኽ ሓዘል, ኣነቃቓሕቲ, ዝተፈላለዩ
Tag: Eritrean Book

ደጉሒ ምዕዶታት ስነ ልቦና - Doghi m'edotat sne lbona
ኣልፋ ኤርትራ - Alfa Eritrea
ፈንቅል - Fenkiel
7 ባህርያት ዕውታት መንእሰያት - 7 Bahryat e'wutat menseyat
ንቅድሚት ምውዳቅ - nkdmit mwdak
ቢትኮይን - Bitcoin
ኣግነ - ag'ne
ኤርትራ ካብ ፈደረሽን ናብ ጎበጣን ሰውራን eritrean-kab-federeshin-nab-gobetan-sewran
ሕሰብ'ሞ ክትህብትም - Hseb'mo kthbtm
ነጥቢ - neTbi
ቅናት - K'nat
ውሻጠ ጎረቤት - Wshate Gorebet 


Reviews
There are no reviews yet.