| Weight | 1 g |
|---|
ህያው ምስክር – Hyaw mskir
€20.00
መጽሓፍ “ህያው ምስክር” ብደራሲ እዮብ ፍስሃጽዮን ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ደራሲ እዮብ ንኣስታት 25 ዓመታት ተሰካሚ HIV ብምዃን ንህይወት ብተስፋ ዝተጓዕዘ ሰብ እዩ፡ ኣብዚ 25 ዓመታት ህይወት ምስ HIV ከመይ ከምዝሓለፎን ዘጋጠሞ ከቢድ ብድሆን ካልእ ኣገራሚ ዛንታን ኣካቲቱ፡ ኣብዛ መጽሓፍ ጽሒፍዎ ኣሎ፡ እዛ መጽሓፍ ዛንትኡ ዝሓዘት ኮይና፡ ተስፋና ንምኹላዕ እትሕግዝ መጽሓፍ እያ።
Categories: ታሪኽ ሓዘል, ኣነቃቓሕቲ, ዝተፈላለዩ
Tag: Eritrean Book

ሓደ ፍጥረት ኣብ ክልተ ዓለም - Hade Fitret Ab Klte Alem 


Reviews
There are no reviews yet.