| Weight | 1 g |
|---|
ህያው ምስክር – Hyaw mskir
€20.00
መጽሓፍ “ህያው ምስክር” ብደራሲ እዮብ ፍስሃጽዮን ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ደራሲ እዮብ ንኣስታት 25 ዓመታት ተሰካሚ HIV ብምዃን ንህይወት ብተስፋ ዝተጓዕዘ ሰብ እዩ፡ ኣብዚ 25 ዓመታት ህይወት ምስ HIV ከመይ ከምዝሓለፎን ዘጋጠሞ ከቢድ ብድሆን ካልእ ኣገራሚ ዛንታን ኣካቲቱ፡ ኣብዛ መጽሓፍ ጽሒፍዎ ኣሎ፡ እዛ መጽሓፍ ዛንትኡ ዝሓዘት ኮይና፡ ተስፋና ንምኹላዕ እትሕግዝ መጽሓፍ እያ።
Categories: ታሪኽ ሓዘል, ኣነቃቓሕቲ, ዝተፈላለዩ
Tag: Eritrean Book

ዝሑል ኩናት - zhul kunat
ገንዘብ ዘይዕድጎ ሃብቲ - Genzeb Zeyedgo Habti
ኤርትራዊ እምቢታ ጸረ ብድዐታት ገዛእቲ - Eritrea Ambita Tsere Bdetat Gezati
ግፍዒ - G'fie
ሓመድ እድሪስ ዓዋተ - Hamed Eidris Awete
ኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብቲ ዓቢ ስእሊ ንእሽቶ ስእሊ - Issaias Afewerki kab abi seli nishto seli
መጋርያ - Megarya
ሓደ ፍጥረት ኣብ ክልተ ዓለም - Hade Fitret Ab Klte Alem 


Reviews
There are no reviews yet.