| Weight | 1 g |
|---|
ህያው ምስክር – Hyaw mskir
€20.00
መጽሓፍ “ህያው ምስክር” ብደራሲ እዮብ ፍስሃጽዮን ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ደራሲ እዮብ ንኣስታት 25 ዓመታት ተሰካሚ HIV ብምዃን ንህይወት ብተስፋ ዝተጓዕዘ ሰብ እዩ፡ ኣብዚ 25 ዓመታት ህይወት ምስ HIV ከመይ ከምዝሓለፎን ዘጋጠሞ ከቢድ ብድሆን ካልእ ኣገራሚ ዛንታን ኣካቲቱ፡ ኣብዛ መጽሓፍ ጽሒፍዎ ኣሎ፡ እዛ መጽሓፍ ዛንትኡ ዝሓዘት ኮይና፡ ተስፋና ንምኹላዕ እትሕግዝ መጽሓፍ እያ።
Categories: ታሪኽ ሓዘል, ኣነቃቓሕቲ, ዝተፈላለዩ
Tag: Eritrean Book

ያታውን ዘመናውን ምስላታት ትግርኛ - yataw'n zemenawi'n mslatat tigrinya
ታሪኽ ቤተ ክርስትያን - Tarik Biet'krstian
መግሃር እግሪ መኸል - meghar'egri Mekiel
ገዛእ ርእስኻ ምፍላጥ - Gezae reska mflat
ዓገብ - Ageb
ብድሕሪ ማዕጾ - bdhri maeso 


Reviews
There are no reviews yet.