| Weight | 1 g |
|---|
ህያው ምስክር – Hyaw mskir
€20.00
መጽሓፍ “ህያው ምስክር” ብደራሲ እዮብ ፍስሃጽዮን ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ደራሲ እዮብ ንኣስታት 25 ዓመታት ተሰካሚ HIV ብምዃን ንህይወት ብተስፋ ዝተጓዕዘ ሰብ እዩ፡ ኣብዚ 25 ዓመታት ህይወት ምስ HIV ከመይ ከምዝሓለፎን ዘጋጠሞ ከቢድ ብድሆን ካልእ ኣገራሚ ዛንታን ኣካቲቱ፡ ኣብዛ መጽሓፍ ጽሒፍዎ ኣሎ፡ እዛ መጽሓፍ ዛንትኡ ዝሓዘት ኮይና፡ ተስፋና ንምኹላዕ እትሕግዝ መጽሓፍ እያ።
Categories: ታሪኽ ሓዘል, ኣነቃቓሕቲ, ዝተፈላለዩ
Tag: Eritrean Book

ድሓን ኩኒ እንዳ ኣፍራስ - Dehan Kuni Enda Afras
ያታውን ዘመናውን ምስላታት ትግርኛ - yatawn zemenawi'n mslatat tigrinya
ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ - Ethiopia Kabey Nabey
ሓደ ፍጥረት ኣብ ክልተ ዓለም - Hade Fitret Ab Klte Alem
ያታውን ዘመናውን ምስላታት ትግርኛ - yataw'n zemenawi'n mslatat tigrinya 


Reviews
There are no reviews yet.