| Weight | 1 g |
|---|
ህያው ምስክር – Hyaw mskir
€20.00
መጽሓፍ “ህያው ምስክር” ብደራሲ እዮብ ፍስሃጽዮን ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ደራሲ እዮብ ንኣስታት 25 ዓመታት ተሰካሚ HIV ብምዃን ንህይወት ብተስፋ ዝተጓዕዘ ሰብ እዩ፡ ኣብዚ 25 ዓመታት ህይወት ምስ HIV ከመይ ከምዝሓለፎን ዘጋጠሞ ከቢድ ብድሆን ካልእ ኣገራሚ ዛንታን ኣካቲቱ፡ ኣብዛ መጽሓፍ ጽሒፍዎ ኣሎ፡ እዛ መጽሓፍ ዛንትኡ ዝሓዘት ኮይና፡ ተስፋና ንምኹላዕ እትሕግዝ መጽሓፍ እያ።
Categories: ታሪኽ ሓዘል, ኣነቃቓሕቲ, ዝተፈላለዩ
Tag: Eritrean Book

ዘራእቲ ዕግርግር - zerati egerger
ዘይተነግረ ገድሊ - Zeytenegre Gedli
ምስለይ - እኩብ ግጥምታት msley-poems-book
ኣግነ - ag'ne 


Reviews
There are no reviews yet.