ሰለስተ ኣገደስቲ ናይ ህጻናት መጽሓፍቲ

30.00

ብዛዕባ መጻኢ ደቅና እንታይ ንሓስብ? ደቅና ባህሎምን ቋንቁኦም ንኽፈልጡ ዝሕግዛ ኣዝየን ብሉጻት መጽሓፍቲ፡ ብምኽንያት በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመት ከም ህያብ ዘልኣለም ንለግሰሎም፡ ግዝያዊ ዘይኮነ ነባሪ ውርሻ ነውርሶም፡ ፡