| Weight | 4 g |
|---|
ኣርባዕተ መጽሓፍ ብ 40 ኢሮ
€40.00
1- “ኣብ ሊብያ’ ጠኒሰ” ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሰት መጽሓፍ ኮይና መሃርቲ ዛንታት ዝሓዘት መጽሓፍ እያ፡ እዛ መጽሓፍ ብብርክት ዝበሉ ኣንበብቲ ልዑል ኣድናቆት ዘትረፈት እያ፡ ፡
2- “7 ልማዳት ዕውታት ሰባት” ህይወት ብዙሓት ዝቀየረት መጽሓፍ ኮይና፡ ልዕሊ 40 ሚልዮን ቅድሓት ዝተሸጠት ብልጽቲ መጽሓፍ እያ፡፡
3- “ዘየባትኽ ሕልሚ” ታሪኽ ህይወት ስነጥበባዊ ገዛኢ ዝሓዘት ኮይና፡ ስድርኡ ንምንዳይ ዘሕለፎ ብድሆ ትገልጽ፡፡
4- “ህያው ምስክር” ደራሲ እዛ መጽሓፍ ኢዮብ ፍስሃጽዮን ንልዕሊ 25 ዓመታት ምስ HIV ዝነበረን ዝነብር ዘሎን ኮይኑ፡ ነቲ መሪር ህይወት ከመይ ከምዝሓለፎን ህይወት ንምቅጻል ዝኸፈሎ ዋጋን እተርኢ ብልጽቲ መጽሓፍ እያ፡ ፡

ክንዮ ስምዒትካ ምንባር - Knyo Smiet Mnbar
መትከላት ዓወት 3 - Metkelat Awet 3
ዓቅሊ ጽበት - Akli Sbet
The History of the usa in Eritrea
መዘክር'ቲ ጋዜጠኛ ብትግርኛ - Mezekr'ti GazeteNa B'Tigrinya
መበቈላውነት ሕመረት ኣድማዕነት - mebekolawnet hmeret admanet
ሰንዓፈ ማይ ሓባር - Senafe May Habar
ትዕቢት ጎልያድ - T'ebit Golyad
ነግሒ ኣዳም - Neghi Adam
ዛንታታት ኮሎንያለ - Zantatat Kolyale
መባእታ ስዋሱን ስነ ጽሑፍን ትግርኛ - mebata sewasun sne shufn tigrinya 










Reviews
There are no reviews yet.