| Weight | 4 g |
|---|
ኣርባዕተ መጽሓፍ ብ 40 ኢሮ
€40.00
1- “ኣብ ሊብያ’ ጠኒሰ” ኣብ ሓቀኛ ዛንታ ዝተመርኮሰት መጽሓፍ ኮይና መሃርቲ ዛንታት ዝሓዘት መጽሓፍ እያ፡ እዛ መጽሓፍ ብብርክት ዝበሉ ኣንበብቲ ልዑል ኣድናቆት ዘትረፈት እያ፡ ፡
2- “7 ልማዳት ዕውታት ሰባት” ህይወት ብዙሓት ዝቀየረት መጽሓፍ ኮይና፡ ልዕሊ 40 ሚልዮን ቅድሓት ዝተሸጠት ብልጽቲ መጽሓፍ እያ፡፡
3- “ዘየባትኽ ሕልሚ” ታሪኽ ህይወት ስነጥበባዊ ገዛኢ ዝሓዘት ኮይና፡ ስድርኡ ንምንዳይ ዘሕለፎ ብድሆ ትገልጽ፡፡
4- “ህያው ምስክር” ደራሲ እዛ መጽሓፍ ኢዮብ ፍስሃጽዮን ንልዕሊ 25 ዓመታት ምስ HIV ዝነበረን ዝነብር ዘሎን ኮይኑ፡ ነቲ መሪር ህይወት ከመይ ከምዝሓለፎን ህይወት ንምቅጻል ዝኸፈሎ ዋጋን እተርኢ ብልጽቲ መጽሓፍ እያ፡ ፡

ጎደና ኣንተርፑነር - Godena Entrepreneur
ሓላው'ታ ወርቃዊት ገረብ
ጉድጓድ ንፍሓሪኣ - gudguad n feharia
ሩሕ ዮርሳሌም - rut yerusalem
ውርሻ ቆልዑ - wrsha kolu'
ገዋድ ሃጽፊ - Gewad Haxfi
ሃይማኖትን ፖሊቲካን
ሕግታት ተፈጥሮኣዊ ባህርያት ደቂ-ሰባት- hgtat tefetrowi bahryat deki-sebat
ዝላ ካብ ሕልሚ ናብ ግብሪ - Zela kab Hlmi nab Gbri 










Reviews
There are no reviews yet.