| Weight | 1 g |
|---|
ህያው ምስክር – Hyaw mskir
€20.00
መጽሓፍ “ህያው ምስክር” ብደራሲ እዮብ ፍስሃጽዮን ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኮይና፡ ደራሲ እዮብ ንኣስታት 25 ዓመታት ተሰካሚ HIV ብምዃን ንህይወት ብተስፋ ዝተጓዕዘ ሰብ እዩ፡ ኣብዚ 25 ዓመታት ህይወት ምስ HIV ከመይ ከምዝሓለፎን ዘጋጠሞ ከቢድ ብድሆን ካልእ ኣገራሚ ዛንታን ኣካቲቱ፡ ኣብዛ መጽሓፍ ጽሒፍዎ ኣሎ፡ እዛ መጽሓፍ ዛንትኡ ዝሓዘት ኮይና፡ ተስፋና ንምኹላዕ እትሕግዝ መጽሓፍ እያ።
Categories: ታሪኽ ሓዘል, ኣነቃቓሕቲ, ዝተፈላለዩ
Tag: Eritrean Book

ገዛእ ርእስኻ ምፍላጥ - Gezae reska mflat
ኤርትራ ብዘመነ ባሕሪ ነጋሲ - Eritrea Bzemenene Bahri Negasi
ኣልፋ ኤርትራ - Alfa Eritrea
ብስለምንታይ ንጅምር - bslemntay njmr
እንግሊዝ ባዕልኻ ተምሃር - englizena balka temehar
እዚ'ውን - Ezi'wn 


Reviews
There are no reviews yet.